Episode 4: Interracial/Intercultural relationship in Habesha community(ካብ ሃገርካ/ባህልኻ ወጺኻ ዝግበር መውስቦን ተቀባልነቱን)

Episode 4: Interracial/Intercultural relationship in Habesha community(ካብ ሃገርካ/ባህልኻ ወጺኻ ዝግበር መውስቦን ተቀባልነቱን)

0 0 6 months ago
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ ናይዚ መደብ፣ ኣብ ዘዘለኽሞ ሰላምን ቅሳነትን እንዳተመነና፣ ናይ ሎሚ ዘተ ብዛዕባ ካብ ሃገርካ፣ከባቢካ ወጺኻ ዝግበር መርዓ ወይ ውን ምውሳብ ከመይ ተቀባልነት ኣለዎ ካብ ወለድና ከሙኡ ውን ንሕና መንእሰያት ከመይ ኣረኣእያ ኣለና ዝብል ኣርእስቲ ቀንዲ መዛረቢ ናይዚ ክፋል እዩ ። የሕዋትና ወይ ውን ኣሓትና ካብ ሃገሮም ወይ ውን ከባቢኦም ወጽዮም ምስ ዝዋሰቡ ዘጋጥሞም ብድሆታት ከምኡ ውን ተነጽሎ ካብ ሕብረተሰብና፣ ዝተፈላለየ ብሂላት ዝቀርብ ካብ ሕብረተሰብን ካልእ ሓፈሻዊ ኣረዳድኣና ኣብዚ ኣርእስቲ ናባኹም ነብሎ። ንስኹም'ከ ርእይቶኹም ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ኣርእስቲ ከመይ ይመስል ከተካፍሉና ብትሕትና ንሓትት። ... See More

Find us on Facebook

iAB member
Copyright 2020 - Spreaker Inc. a Voxnest Company - Create a podcast - New York, NY
Help